Saturday, October 12, 2013

ከምዚሎም ብሰላም ይጓዓዙ ነሮም ቅድሚ ኣብ ባሕሪ ምጥሐሎም ዝተመልእዎ ቪድዮ ናይ ሞባይል ነዚ ይመስል ነሩ ዚክሪ ነቶም ኣስታት 400 ግዳያት ባሕሪ መደትራንያን ደሴት ላምፓዱሳ 03 / 10 / 2013 ነቶም ዚሞቱ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ንስድራበት መወቲ ጽንዓት ይሃብኩም !

No comments:

Post a Comment